"Tsawiet Nselam" Testi
"Tsawiet Nselam" ha i testi in lontano lingua.
Il significato di "Tsawiet Nselam" deriva da lontano lingua e attualmente non è convertito nella traduzione inglese.
Million Asfaha ( ሚልዮን ኣስፍሃ ) - Tsawiet Nselam ( ጻውዒት ንሰላም) - New Eritrean Tigrigna Music 2024 (Official Video)
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
ጻውዒት ንፍቅሪ
****************
ዕውር ልቢ ጽልኢ'ዩ ድራሩ
ትንኮል ክፍእ ዓመጽ'ዩ ኣጽዋሩ
ብቋንቋኻ ትእራዳዳእ ብባህሊ
ትልሚ ጌርካስ ኣሕዋትካ ትፈሊ
ትዕድልትኻ ውህበትካ ፍለጦ
ጥቅሚ ኣለዋ ታደቃቅ ወረጦ
ሓዊ ምህላው ጸጋ'ዩ ካብ ላዕሊ
ኣብ ሎሚ ንበር ይኣክል ጽኢ ናይ ትማሊ
ኣብ ሎሚ ንበር ሓደ ኹን ጥምረትካ 'ዩ ሓይሊ
ብሓሳብ ልቦና ብባህሊ ርስትና
ፍጡራት ነኽብር ታሪኽ ዝነግረልና
ሰማይት ንኸፍት ብሕብረት ብጾሎት
ኣበይ ከይዱ ሎሚ ኣበይ ከይዱ ሎሚ
ህዝበይ ትበኣስ ምስ ጽላሎት /2/
ልዋም ለይቲ ልውይም ድቃስ
ከይደቀስካ ይወግሕ
ሽግርካ ከይሓጽር
ተመጢጡ ይነውሕ
ብርሃንካን ሰልምካን ሩፍታኻን ትምነ
ፍቅሪ ጥራይ እያ 'ሞ ፍቅሪ ጥራይ እያ'ሞ
ህዝበይ ባዕልኻ ተዳነ /2/
ኩቡር ባህሊ ኣሎና ክቡር ባህሊ
ክቡር ባህሊ ኣሎና ዘይፈላሊ
ዘይሃስስ ብርሃን ዝውለድ ኣብ ሞንገና
ኣብ ፍሪ'ዩ ዝርከብ ጽባቀና
ኩቡር ባህሊ ኣሎና ክቡር ባህሊ
ክቡር ባህሊ ኣሎና ዘይፈላሊ
ብርሃኑ ክደምቅ ጽባሕ መጻኢና
ሰላም ፍቅሪ ሲኒት ይሕሸና
ጻዊዒት ንንፍቅሪ ጻዊዒት ንሰላም
ብርሃን'ዪ ሕብረትና ህዝበይ
ይኣኸለና ጸላም/2/
ኣንታ ውጹዕ ህዝበይ
ሕድሕድ ምንቃትሲ ኣይኮነን መፍትሒ
ጻዊዒት ንንፍቅሪ ጻዊዒት ንሰላም
ብርሃን'ዪ ሕብረትና ህዝበይ
ይኣኸለና ጸላም/2/
ግጥምን ዜማን - ሚልዮን ኣስፍሃ
Follow Us On Social Media 👇👇👇
Facebook -
Instagram -
TikTok -
@geezent
This Single is only available on Geez Entertainment's Official YouTube Channel & All International music distribution platforms.
Uploading on other channels is strictly disallowed due copyright restriction!
For More information contact us :
+4917676966847
+4915217186866
+251914180065
+251945844917
#MillionAsfaha #EritreanMusic #GeezENT
Produced & Presented By - Geez Entertainment
Copyright©2023: Geez Entertainment
All Rights Reserved 2023