"Erey" Testi
"Erey" ha i testi in lontano lingua.
Il significato di "Erey" deriva da lontano lingua e attualmente non è convertito nella traduzione inglese.
Erey by Faytinga
#eritreanmusic #eritrea #erey
Singer: Faytinga
Access and follow Faytinga through these social media platforms👇🏾
Song
Songwriter: Shishai Shumendi
English translation: Amanuel Sahle
Melody: Girmadawit Haileslasea (Kima Studio)
Music arrangements: Kima Studio
Mixing & mastering: Kima Studio
Vocal recording: John Gebre
Musicians
Krar: Ashenafi Amare
Bass guitar: Endras Negasi
Lead guitar: Sirak Esayas
Sax: Ashenafi Degef
Video editor: Nahom Debesay
(Visuals only were significantly edited or digitally generated)
Lyrics
ሕልመይን ባህገይን ጾርኪ ነጋጊፍኪ
ምውቕውቕ ክትብሊ ደቅኺ ሓቚፍኪ
ገጹ ክመልስ ዘመን ራህዋኺ!
ከሎ ጌና እረኣየኒ ክርሁ ምድረ-ሰማይ
ዘመን ሕረስ ሓረስታይ ዘመን ንገድ ነጋዳይ
ክበሃል ከሎ ተቐንጢጡ ስቓይ!
ገለን ምስ ጸገማ ደፋእ ትብል ኣብ ዕላማ
ገለን ሓሓሊፋ ትዕሰብ እናኽሓስማ
ገለን ኣብ ኣፍ ሓርገጽ ንፍትሒ ትብጆ ቖይማ
ገለን ንዓመጽ ሓቚፋ ግንባራ ትስዕማ
ኣንቲ ኤረየ ብረየ
ኤረይ ክሕሎ ኤረይ ወለሎ
ክሓልፍ'ዩ መዓልቲ'ሎ!
ክንዲ ንብዓት ሓቢስካ ደበስ
ዝተጠልመ ኪዳን ምሕዳስ
ጓል መገዲ ዘናዲ ዘላግስ
ኣይስሌኽን ንድሕሪት ዝምለስ
ኣንቲ ኤረየ ብረየ
ኤረይ ክሕሎ ኤረይ ወለሎ
ክሓልፍ'ዩ መዓልቲ'ሎ!
ድርብ
ዎ ዎዎ ኤሪትራ'የ
ዎ ዎዎ ኤሪትራ'የ
ዎ ዎዎ ኤሪትራ'የ ኣነስ ብዓል ተስፋ'የ!
ዎ ዎዎ ወጋሕታ'ሎ
ዎ ዎዎ ራህዋ ኣሎ
ዎ ዎዎ ኤረይ ወይ ሞት ዝበለ ዝጽንብሎ!
'ታ ሓርነት ጽባሕ እታ ኣብ ልብኺ ዘላ
ብኸብዱ ዝሓድር ጣልማይ ሪኡ ዘይክእላ
ዲሞክራሲ ታተ ኣቢላ
ሕግን ድግን ዝነግሰላ
ቀሪባ'ያ ቀሪባ'ላ
ዘመን ራሕሲ ዘመን ዓላ
ኤረየ ብረየ ምድረ-ገነተየ
ክሓልፍ'ዩ ኩሉ ክርዳድ ክእለየ
Producers: Dahab Faid Tinga (Faytinga) and Dominique Mathiot
Copyright (C) 2025 Faid Tinga Dahab (Faytinga)